Updated Volunteers Please Read

ዘድልየና ሓገዝ ኣብ ንዝመጽ ዘሎ ሰሚናር ( ብስንከ Article ምጽሓፍ ኩለን ብዝርዝር ተጻሒፈን ዘለዋ ዕርድታት ተወሲደን ኣለዋ)።

ማሕበረ ኮም ኤርትራውያን ኣብ ኤድመንተን ንዝመጽእ ዘሎ ቀዳም ዕለት ለካቲት 29, 2020 ኣገዳሲ ሰሚናር መንእሰያት ኣዳልዩሎ። ንዚ ብምምልከት ማሕበረ ኮም ኤርትራውያን ሓገዝ ካብ ኣባላቱ ከምዝደሊ ሓበሬታ የቅርብ። እቶም ዘድልዩና ዕርድታት እንታይ ከምዝኾኑ ኣብ ትሕቲዚ ዘሎ መግለጺ ንህብ።

ቦታ ናይቲ ሰሚናር:
Parkdale Cromdale Community League
11335 85 Street NW, Edmonton, AB T5B 4S1

1.  ኣደራሽ ምድላው፣ ኣጋይሽ ምቅባል፣ ናይ ድራር ቦታ ምድላው፣ ስሚናር ምስተወደዐ ኣደራሽ ምጽራይ
ኮድ (code)  = PREP1
ቁጽሪ ሰብ ዘድልየና = 5
ሃላፍነት= Full dress Code ጽሊም ስረን ጻእዳ ካምቻ ተኸዲንኩም ምጹ። ኣብቲ ኣዳራሽ ልክእ ስዓት ሓደ (1:00PM) ክትርከቡ የድሊ።
Community Hours (ዝህሰብ ስዓት)= 5 ስዓት ንሓደ ሰብ

2.  ምግቢ ምድላው:እንጀራ ፍትፍት
ኮድ (code)  = Food1
ቁጽሪ ሰብ ዘድልየና = 4
ክስራህ ዘለዎ መደብ = እንጀራ ፍትፍት ኣብ ገዛኹም ስርሁ። ኣብ large Aluminum Pan 50 cm x 30 cm ሂዝኩም ድማ ናብቲ ኣዳራሽ ኣምጽእዎ። እቲ ምግቢ ልክእ ስዓት ኣርባዕተ (4:00 PM) ኣብቲ ኣዳራሽ ከርክብ ኣሎዎ።
Community Hours (ዝህሰብ ስዓት) = 4 ስዓት ንሓደ ሰብ

3.  ምግቢ ምድላው: Pasta al Forno
ኮድ (code)  = Food2
ቁጽሪ ሰብ ዘድልየና = 5
ክስራህ ዘለዎ መደብ = Pasta al Forno ኣብ ገዛኹም ስርሁ። ኣብ large Aluminum Pan 50cm x 30cm ሂዝኩም ድማ ናብቲ ኣዳራሽ ኣምጽእዎ። እቲ ምግቢ ልክእ ስዓት ኣርባዕተ (4:00PM) ኣብቲ ኣዳራሽ ከርክብ ኣሎዎ።
Community Hours (ዝህሰብ ስዓት) = 4 ስዓት ንሓደ ሰብ  

4.  ምግቢ ምድላው: Greek Pasta Salad
ኮድ (code)  = Food3
ቁጽሪ ሰብ ዘድልየና = 3
ክስራህ ዘለዎ መደብ = Greek Pasta Salad ኣብ ገዛኹም ስርሁ። ኣብ large Aluminum Pan 50cm x 30cm ሂዝኩም ድማ ናብቲ ኣዳራሽ ኣምጽእዎ። እቲ ምግቢ ኣብ ስዓት ኣርባዕተ (4:00PM) ኣብቲ ኣዳራሽ ከርክብ ኣሎዎ።
Community Hours (ዝህሰብ ስዓት) = 4 ስዓት ንሓደ ሰብ  

5.  ምግቢ ምድላው: “ሕምባሻን ሰላጣን”
ኮድ (code)  = Food4
ቁጽሪ ሰብ ዘድልየና = 2
ክስራህ ዘለዎ መደብ = ክልተ (2) ሕምባሻ ሰንኪትኩምን ሰላጣ ኣብ large Aluminum Pan 50cm x 30cm ኣዳሊኹም ናብቲ ኣዳራሽ ኣብጽሕወን። እተን ሕምባሻታት ልክእ ስዓት ኣርባዕተ (4:00PM) ኣብቲ ኣዳራሽ ከርክባ ኣሎወን።
Community Hours (ዝህሰብ ስዓት) = 3 ስዓት ንሓደ ሰብ

5.  ምግቢ ምድላው: “ቡን” (Coffee Ceremony)
ኮድ (code)  = Food5
ቁጽሪ ሰብ ዘድልየና = 2 (ሓንቲ ተፍልህ፣ ሓንቲ ትህግዝ)
ኣገዳሲ ክሰርህ = ክዳን ሃበሻ or ሽፎን ተኸደና። እተን ዘድልያኽን ኣቅሑታትን ፍንጃላትን ሒዝክን ኣብ ስዓት ሰለስተ (3:00PM) ናብቲ ኣዳራሽ ምጻ። ኣብቲ ናይ ሳልሳይ ሰሚናር ድማ ቡን ኣዳልዋ።
Community Hours (ዝህሰብ ስዓት) = 4 ስዓት ንሓደ ሰብ

6.  Video ምስኣል
ኮድ (code)  = Video
ቁጽሪ ሰብ ዘድልየና = 1
ኣገዳሲ ክሰርህ = ንቲ ሙሉእ ሰሚናር ካብ ስኣት 1:00PM ክሳብ 6:00PM ኣብ video ስኣሎ (ስኣልዮ)። ሰሚናር ምስተወደእ ድማ ሕጽር ዝበለት video (10 min. Maximum) edit ጌርካ (ጌርኪ) ኣዳሉ (ኣዳሊ)። Video ንበረኸት ኣለም ረኺብኩም (ኣባል ቦርድ ማህበረ ኮም) ኣብ flash ጌርኩም ኣብጽሁዎ።
Community Hours = 14 ስዓት

7. Articles
We will also need people who write an English article on the event
Code: Article1
Responsibility: Attend all three seminars. write an article in English Minimum 300 words and with three photos minimum. Qualifications: previous writing experience in English.
Community Hours = 6 hours for attending seminar and working on site, 6 hours for the article and completing the necessary edits after the review of the mentorship committee. 12 hours total.

7. Articles
We will also need people who can write a tigrigna article on the event
Code: Article2
Responsibility: Attend all three seminars. write an article in Tigrigna Minimum 200 words and with three photos minimum. Qualifications: previous professional writing experience in Tigrigna .
Community Hours = 6 hours for attending seminar and working on site, 6 hours for the article and completing the necessary edits after the review of the mentorship committee. 12 hours total.

Leave a comment